ብበዝሒ ዝተርኣየ

    ልሳን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ

    ልሳን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ

    ተመሳሳሊ ዜና

    ናይ ቀረባ እዋን

    ተወሳኺ

    ፓለቲካ

    ተወሳኺ

    ብሕድሩ በርሀ (ወዲ ስላዋ)                                                                  ኩናት ኣመሪካን እስራኤልን ኣንፃር ኢራንን ምዕባለታቱን ንኩናት ኣመሪካን ኢራንን ጽልዋታቱ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ብዝምልከት ቀፂሉ ዝቐርብ ሓበሬታን ትንተናን ካብ ምጅማር እቲ ኩናት ካብ 28 የካቲት 2026…

    ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ቁሸት ፈለግ ዳዕሮ ዝርከቡ ነበርቲ፤ ካብ ወረዳ እንደርታ ናብ ከተማ መቐለ ካብ ዝኣትዉ…

    “መሊኽካ፣ ጠሊምካን ኣምበርኪኽካን ኣብ ስልጣን ክትፀንሕ ምድላይ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ኣይሰርሕን!” ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ሓላፊ ዘፈር ፕሮፖጋንዳን ምልዕዓልን ህወሓት ተጋዳላይ እያሱ ተስፋይ ኣብ ትግራይ ገጢሙ ዘሎ መሰረታዊ ኣፈላላይ ከምቲ…

    ህወሓት

    ተወሳኺ

    ተጋድሎ

    ተወሳኺ

    ኣብዚ ሐዚ እዋን “ሓቛፋይ” ዝብሃል ቃል ፓለቲከኛታት ዘዘውትርዎ ቃል ኮይኑ ኣሎ። ካልኦት ከም ሪፎርም (reform)፣ ልዝብ (dialogue )፣ ስምምዕ (deal)ን ናይ ሓባር ስምምዕን (consensus) ዝብሉ ቃላት እውን ክልዓሉ ይስምዑ ኣለዉ። እዞም ፅቡቛት ሓሳባት፥ ንሕግን ስርዓትን፣ ንውሳነ ህዝብን ዲሞክራሲያዊ ኣሰራርሓን ረጋጊፆም…

    ትካላት ትእምት ድሕሪ ፅንተታዊ ወራር ካብ ጉሕለትን ሓደጋ ምፍራስን ንምድሓን ዝተገበረ ቃልሲ ውፅኢታዊ ምዃኑ ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ምግባረ ሰናይን ግዝያዊ ፈፃሚ ስራሕ ማእኸል ኢንቨስትመንት ትእምትን ኣይተ ጥላሁን ታረቀ ገሊፆም። ኣይተ ጥላሁን ንወይን ኣብዝሃብዎ መብርሂ፤ ነባር ኣመራርሓ ቦርድ ትእምት ንሕውየት ትካላት…