መግለፂ ከይዲ ሕውየት ከተማ መቐለ ማሕበራዊ June 3, 2025 ንልዕሊ ሓሙሽተ ወርሒ ሓደ ጊዜ ከንቲባ ብምእጋድ ካሊእ ጊዜ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ብምዕሻግ ክሕመስ ዝፀንሐ ምምሕዳር ከተማ መቐለ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ሩፍታ ረኺቡ ዝዓመሞም… ምንባብ ቀፅል
“ፃውዒት ሰላም ረጊፁ ንዝመፅእ ሓይሊ ደው ኢሉ ዝርኢን ዝምብርከኽን ውድብን ህዝብን የብልናን፡፡” ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልMarch 6, 2026