ሽመት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሕጊ ዝጠሓሰን ውዕሊ ፕሪቶሪያ ዘፍርስን ምክኑ ተሓቢሩ ዜና May 2, 2026 ኣብዚ ቐረባ እዋን ብመንግስቲ ፌደራል ዝተገበረ ምቕፃል ሽመት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ዓርሱ ንዓርሱ ንምልታም ኮነ ኢልካ ዝተገበረ፣ ሕጊ ዝጠሓሰን ንውዕሊ ፕሪቶሪያ ፀረ… ምንባብ ቀፅል
ትግራይ ፍልይ ዝበለ መፍትሒ ኣብ እተናድየሉ ብርኪ በፂሓ ከምዘላ ተገሊፁ፡፡May 2, 2026 ትግራይ ምስኢትዮጵያ ዘተኣሳስርዋ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ቁጠባውን ጉዳያት ከምዝተዓፀውን ኣብዚ ሐዚ…
ህዝቢ ትግራይ ኣንፃር ወፅዓን መግዛእትን ክነቅሕ፣ ክውደብን ክቃለስን ግደ ወይን ዝለዓለ ምንባሩ ተገሊፁ፡፡March 6, 2026 ጋዜጣ ወይን ዕላማታት ህወሓት ንህዝቢ ኣብ ምፍላጥ ኣንፃር ብሄራዊን ደርባውን…
“ፃውዒት ሰላም ረጊፁ ንዝመፅእ ሓይሊ ደው ኢሉ ዝርኢን ዝምብርከኽን ውድብን ህዝብን የብልናን፡፡” ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልMarch 6, 2026
ሰላምን ፀጥታን ከተማ መቐለ ብዘላቒ ውሑስ ንምግባር ዘኽእል ምድላው ይግበር ኣሎ፡፡September 2, 2025 ንነባሪ ህዝቢ ኣብ ከቢድ ስግኣት ኣውዲቑ ዘሎ ሰላምን ፀጥታን ከተማ መቐለ ብዘላቒ ውሑስ ንምግባር ኣካላት…
“ህወሓት፤ ንህልው ፈተናታትን መፃኢ ባህግታትን ዝምጥን ቃልሲ ክገብር ኣለዎ።” ተጋዳላይ ስብሓት ነጋSeptember 2, 2025 ውድብ ህወሓት ሕዚ ንዘለው ፈተናታት ንምስጋር ጥራሕ እንተይኮነ መፃኢ ባህግታት ህዝቢ ትግራይ ንምምላእ ካብ ዝኾነ…
ኣብ ትግራይ ኣብ ወርሓዊ ክፍሊት ተምሃሮ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ወሰኽ ከይግበር ተወሲኑAugust 9, 2025 ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ወሰኽ ወርሓዊ ክፍሊት ተምሃሮ ንዝገብራ ውልቀ ኣብያተ…
ኣብ ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ምትዕርራይ ኣመራርሓ ከምዝተገበረ ተሓቢሩAugust 9, 2025 ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ውሱን ምትዕርራይ ኣመራርሓ መንግስቲ ክገብሮ ዝግባእ ውራይ ከምዝኾነ ፕረዚዳንት…
“ንጅግና እተኽብር ትግራይ ብምፍጣር ሕድሪ ሰማእታት ምፍፃም የድሊ፡፡” ተንታኒ ፖለቲካ ተጋዳላይ ተስፋይ ታደሰJune 25, 2025 “ዘለናሉ ኩነታት ኣዝዩ ዝተሓላለኸን ፈታኒን እዋን ከምዝኾነን ነዚ ንምስጋር ድማ ርግዓት፣ ምድምማፅን ስጡም ሓድነትን ይሓትት፤”…
ሕድሪ ጀጋኑ ሰማእታትና ኣብ ሸቶኡ ንምብፃሕ ኩሉ በቢኣካሉ ከረባረብ ተፀዊዑJune 25, 2025 ምእንተ ህላወን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ክቡር ህይወቶም ዝኸፈሉ ጀጋኑ ሰማእታትና ዝሃቡና ሕድሪ ኣብ ሸቶኡ ንምብፃሕ…
“ፃውዒት ሰላም ረጊፁ ንዝመፅእ ሓይሊ ደው ኢሉ ዝርኢን ዝምብርከኽን ውድብን ህዝብን የብልናን፡፡” ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልMarch 6, 2026