ሓቛፋይ (Inclusive ) ትንታነ May 20, 2026 ኣብዚ ሐዚ እዋን “ሓቛፋይ” ዝብሃል ቃል ፓለቲከኛታት ዘዘውትርዎ ቃል ኮይኑ ኣሎ። ካልኦት ከም ሪፎርም (reform)፣ ልዝብ (dialogue )፣ ስምምዕ (deal)ን ናይ ሓባር ስምምዕን (consensus)… ምንባብ ቀፅል
ድልዱል ብሄራዊ ቁመና ንምዕዋት መኸተና❗ ብ ፃድቕ ኪ/ማርያም (ዶ/ር)May 12, 2026 ቁልፊ ትኹረት ብሄራዊ መኸተና ህዝቢ ትግራይ ብዝተወደበ ቃልሱ ዘረጋገፆ ሕገ-መንግስታዊ…
“ንፈራሚ ውዕል ፕሪቶርያ ዝኾነ ህወሓት ‘ኣይፈልጥን’ ምባል ግልፂ ጥሕሰት ውዕሊ ፕሪቶርያ እዩ።” ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልDecember 2, 2025 ውዕሊ ስምምዕ ፕሪቶርያ ካብ ዝፍረም ሰለስተ ዓመት ኣቑፂሩ ኣሎ። እቲ…
“ፃውዒት ሰላም ረጊፁ ንዝመፅእ ሓይሊ ደው ኢሉ ዝርኢን ዝምብርከኽን ውድብን ህዝብን የብልናን፡፡” ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልMarch 6, 2026