ሽመት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሕጊ ዝጠሓሰን ውዕሊ ፕሪቶሪያ ዘፍርስን ምክኑ ተሓቢሩ ዜና May 2, 2026 ኣብዚ ቐረባ እዋን ብመንግስቲ ፌደራል ዝተገበረ ምቕፃል ሽመት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ዓርሱ ንዓርሱ ንምልታም ኮነ ኢልካ ዝተገበረ፣ ሕጊ ዝጠሓሰን ንውዕሊ ፕሪቶሪያ ፀረ… ምንባብ ቀፅል
ትግራይ ፍልይ ዝበለ መፍትሒ ኣብ እተናድየሉ ብርኪ በፂሓ ከምዘላ ተገሊፁ፡፡May 2, 2026 ትግራይ ምስኢትዮጵያ ዘተኣሳስርዋ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራውን ቁጠባውን ጉዳያት ከምዝተዓፀውን ኣብዚ ሐዚ…
ህዝቢ ትግራይ ኣንፃር ወፅዓን መግዛእትን ክነቅሕ፣ ክውደብን ክቃለስን ግደ ወይን ዝለዓለ ምንባሩ ተገሊፁ፡፡March 6, 2026 ጋዜጣ ወይን ዕላማታት ህወሓት ንህዝቢ ኣብ ምፍላጥ ኣንፃር ብሄራዊን ደርባውን…
“ፃውዒት ሰላም ረጊፁ ንዝመፅእ ሓይሊ ደው ኢሉ ዝርኢን ዝምብርከኽን ውድብን ህዝብን የብልናን፡፡” ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልMarch 6, 2026
“ክብርታት ውድብ ህወሓት ብሓዱሽ ወለዶታት ትግራይ ተዓቂቡ ክቕፅል ምርብራብ ይሓትት፡፡”April 1, 2025 መሊእና ዘይሰገርናዮ ሕሉፍ ጉዕዞ 50 ዓመት ሓያልነትን ተፃዋርነትን ህዝቢ ትግራይ ብምሓዝ፣ ክብርታት ውድብና ብሓዱሽ ወለዶ…
“ውሳነታት ህዝባዊ ኮንፈረንስ፣ ሰራዊት ትግራይን ህወሓትን ብህፁፅ ይተግበር”March 3, 2025 ውክልና ህዝቢ ብዝሓዘ ቤት ምኽሪ ዝተመረፀ ኣመራርሓ ብህፁፅ ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ተቐቢሉ ንህዝቢ አገልግሎት ክህብ ይግባእ…
ቀዳማይ ዙር ልምዓት መስኖ ወረዳ ራማ ዓዲ ኣርባዕተMarch 3, 2025 ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ቀዳማይ ዙር ልምዓት መስኖ ልዕሊ 2,339 ሄክታር…
“ህልውና ህዝብናን ውድብናን ውሑስ ንምግባርን ጉዕዞ ትንሳኤና ንምግሃድን ኩሉ ክረባረብ ኣለዎ።” ኣቦወንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልFebruary 24, 2025 ህልውናና ህዝብናን ውድብና ውሑስ ንምግባርን ጉዕዞ ትንሳኤና ንምግሃድን ኩሉ ከም ሓደ ኮይኑ ክረባረብ ከምዘለዎ ኣቦመንበር…
“ውድብና ህወሓት ብዙሓት ከበድቲ ፈተናታት እናሰገረት፣ ካብ ሓደ ዓወት ናብ ካልእ ዓወት እናመረሸትን ዓበይቲ ለውጥታት እናመዝገበትን 50 ዓመት ብምጉዓዝ እያ ኣብዚ ደረጃ እዚ በፂሓ”February 20, 2025 ሓላፊት ቤት ፅሕፈትን ኣባል ፈፃሚት ስራሕን ህወሓት ተጋዳሊት ፈትለወርቅ ገ/ሄር ብምኽንያት መበል 50 ዓመት ወርቃዊ…
11 ለካቲት ነበርቲ ከተማ ውቕሮን ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎንFebruary 20, 2025 መበል 50 ዓመት ፅምብል ወርቃዊ ኢዮቤልዩ በዓል 11 ለካቲት ነበርቲ ከተማ ውቕሮን ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን…
“ፃውዒት ሰላም ረጊፁ ንዝመፅእ ሓይሊ ደው ኢሉ ዝርኢን ዝምብርከኽን ውድብን ህዝብን የብልናን፡፡” ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልMarch 6, 2026