“ፃውዒት ሰላም ረጊፁ ንዝመፅእ ሓይሊ ደው ኢሉ ዝርኢን ዝምብርከኽን ውድብን ህዝብን የብልናን፡፡” ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልMarch 6, 2026
“ፃውዒት ሰላም ረጊፁ ንዝመፅእ ሓይሊ ደው ኢሉ ዝርኢን ዝምብርከኽን ውድብን ህዝብን የብልናን፡፡” ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልMarch 6, 2026
“ፃውዒት ሰላም ረጊፁ ንዝመፅእ ሓይሊ ደው ኢሉ ዝርኢን ዝምብርከኽን ውድብን ህዝብን የብልናን፡፡” ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ብፍሉይ ዝቐረበ March 6, 2026 ውድብ ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ኩሉ ግዜ ሕርየኦም ሰላም እኳ እንተኾነ ንፃውዒት ሰላም ረጊፁ ዝመፅእ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ግን ደው ኢሎም ከምዘይሪኡ ኣቦመንበር ውድብ ህወሓት… ምንባብ ቀፅል
“ንፈራሚ ውዕል ፕሪቶርያ ዝኾነ ህወሓት ‘ኣይፈልጥን’ ምባል ግልፂ ጥሕሰት ውዕሊ ፕሪቶርያ እዩ።” ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልDecember 2, 2025 ውዕሊ ስምምዕ ፕሪቶርያ ካብ ዝፍረም ሰለስተ ዓመት ኣቑፂሩ ኣሎ። እቲ…
ኣብ ውዕሊ ስምምዕ ፕሪቶርያ ዝርአ ዘሎ ግልፂ ጥሕሰት ተቐባልነት ከምዘይብሉ ተሓቢሩ።December 2, 2025 ውዕል ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣብ ልዕሊ ዘይምፍፃሙ ግልፂ ዝኾነ ጥሕሰት ይካየድ…
ታሪኽ 20 ግንቦት እናተኾለዐን ኣብ ወለዶታት እናተዘከረን ኽነብር ኩሉ ብፅሒቱ ክፍፅም ተፀዊዑ።June 3, 2025 “ግበኣት መሬት ፋሽስት ደርጊ ዝተፈፀመሉን ህዝብታት ሓራ ዝወፅሉን ታሪኽ 20 ጉንበት እናተኾለዐን እናተዘከረን ናብ ውሉድ…
“ምስ ኤርትራ ይኹን ካልኦት ጎረባብቲ ሰላም ምፍጣርናብ ስግኣትን ምጥርጣርን ዘእትው ኣይኮነን።”ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልJune 3, 2025 ህዝቢ ትግራይን ውድብ ህወሓትን ልዕሊ ሰላም ዝሪእዎ ነገር ስለዘየለ ምስኤርትራ ይኹን ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራትን ክልላትን…
“ህዝቢ ትግራይ ዘይተቐበሎ ኣመራርሓ ኣብ መሬት ትግራይ ክቦቅል ኣይኽእልን።” ኣባል ፈፃሚ ስራሕን ምክትል ኣቦ ወንበር ህወሓትን ተጋዳላይ ኣማኑኤል ኣሰፋMay 22, 2025 ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ዝተፈፀመ ፅንተታዊ ኲናትን ዝበፅሕዎ ማእለያ ዘይብሎም ኩለ መዳያዊ ጉድኣታትን ከይኣክል ድሕሪ…
“ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ዝተሰግሰገ ጉጅለ እናተኣምረረ ይኸይድ ኣሎ።” ምክትል ኣቦ መንበር ህወሓት፤ ኣማኑኤል ኣሰፋMay 16, 2025 “ማእኸል ስሕበት ቀፃሊ ቃልስና ብሄራዊ ረብሓ፣ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ምርግጋፅ እዩ” ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት…
ዳግማይ ህይወት ኣብ ፍረምናጦስ!April 21, 2025 ማእኸል መሐብሐቢ ኣረጋውያን፣ ሕሙማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ብኣባ ገብረመድህን በርሀን ኣባ ሳሙኤል ኣስገዶምን ዝተብሃሉ ግዱሳት…
ዝተገፍዐ ሃፍቲ!April 21, 2025 “ግብረገብነት” ዝተብሃለ መፅሓፍ፤ ደቂ ሰባት ዓርሶም ብዓርሶም ዘፀግሙ ፍጡራት ከምዝኾኑ ዝስዕቡ ኣብነታት ብምዝርዛር የቕርብ። ንሳቶም…
“ፃውዒት ሰላም ረጊፁ ንዝመፅእ ሓይሊ ደው ኢሉ ዝርኢን ዝምብርከኽን ውድብን ህዝብን የብልናን፡፡” ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልMarch 6, 2026